Mefth Loader Gif

ማስተር ዩትዩበር ኩን - ምሉእ ናይ ዩትዩብ ኮርስ

ንሓደስቲ ይኹኑ ንነባራት ዩትዩበራት ናይ ዩትዩብ ቻነልኩም ከተዕብዩን ኣዕጋቢ ውጺኢት ክትረኽብሉን እተኽእል ኮርስ'ያ፡ ብተወሳኺ ኣብ ቻነልኩም ዝኾነ ሓገዝ ምስ ትደልዩ ወትሩ ኣብ ጎንኹም ኣለኹ።

5   (10 Ratings) 73 Students 3.5 hours of videos. Course in: Tigrinya Language For Beginners Level Last updated on: 26 March, 2025

Instructor Badge Kifle Tesfay

Course Features

Lectures : 27

Duration : 3.5 hours

Access: Lifetime

$49$39 Enroll

ካብዛ ስልጠና እንታይ ኢኹም ክትመሃሩ፧

ብዛዕባ ዩትዩብ ብዕምቆት ክትመሃሩ ኢኹም ኣብ ቻነኩም ዝኾነ ጸገም ምስ ዝህሉ ወይ ዝኾነ ሓገዝ ምስ ትደልዩ ኣቕራቢ እዛ ስልጠና ወትሩ ኣብ ጎንኹም ኣሎ

ነዛ ስልጠና ክትወስድዋ ከተማልእዎ ዘለኩም ረቛሒታት:

ኮምፕዩተር ወይ ሞባይል ኢንተርነት ተገዲስካ ምክትታል

እዛ ስልጠና ንመን'ያ፧

ንወነንቲ ዩትዩብ ቻነል ንሓደስቲ ወይ ብሕጂ ዩትዩብ ክጅምሩ ንዝደልዩ፡

እዛ ስልጠና ኣጠቓሊላቶም ዘላ:

Lectures : 27 Language: Tigrinya Duration : 3.5 hours Students : 73 Certificate: No Payment: Once Access: on any device Access: Lifetime

ናይዛ ስልጠና ትሕዝቶታት

Course Description

ካብ ዜሮ ክሳብ ሄሮ ዘጠቓለለት ኮርስ ናይ ዩትዩብ 🗃

ብዕምቆት ኣገላልጻን፡ ብሉጽነት ትሕዝቶኣን ካብ መጀመርያ ክሳብ መፈጸምታ ብዛዕባ ዩትዩብ ዝሓዘለት ኮርስ'ያ። 📬

ኣብ ሓጸርቲ ቪድዮታት ብዙሕ ንዕብየት ቻነልካ ዝሕግዝ ምስጢራት ሓዚላ ኣላ 📜

ብዝሓጸረ እዋን ዓባይን ኣገዳሲትን ቻነል ንኽትውንን ምሉእ ኣፍልጦ ክትቀስመላ ትኽእል ኮርስ'ያ፡ 📒

ጀማሪ ኩን ነበር ናይ ዩትዩብ ክሬተር እዛ ኮርስ እዚኣ ብዙሕ ክትሕግዘካ'ያ። 🔦

ነፍሲ-ወከፍ ክፋል ቪድዮ ንፍሉይን ብዕምቆትን ዝቐርበላ ኮርስ'ያ። 🔬

እዛ ኮርስ ምስ ወሰድካያ ኣብ ኣሰራርሓ ዩትዩብ ጽቡቕ ርድኢት ክህልወካ'ዩ፡ ከሙኡ'ውን ሕቶ እንተሃሊካ'ውን ክሕግዘካ'የ። 🔍

ሓድሽ ኣብ ዝወረደሉ ግዜ ናባኻ ይመጸካ። 📡

እዛ ስልጠና ንኽትወስዳ ዘድልየካ

  • ሞባይል ኮምፕዩተር፡
  • ዩትዩብ ቻነል ከተውጽእ ድሉው ምዃን
  • ብትዕግስቲ ምክትታል

እዛ ኮርስ ቀንዲ ዕላማ ነቶም ዩትዩበራት ዝኾኑን ክኾኑ ዝደልዩን ኮይና፡ እዛ ኮርስ ሓንሳብ ምስ ወሰድዋ ንገደብ ዘይብሉ ግዜ ሓድሽ ሓበሬታን ሓገዝን ክረኽቡ ኢያ።

Instructor

  Total students: 347

  Total Courses: 6

  Total Feedback: 51

  Total Rating: (4.9)

I am a full-stack web developer with more than 5 years of experience working with HTML, CSS, JS, AJAX, JSON, PHP, and SQL. I am knowledgeable in all facets of web development, including front-end and back-end. I am a proactive learner who is always looking for new opportunities to increase the scope... Learn more

Rating and Reviews

5
5 / 5
10 Rating
5 Stars 4 Stars 3 Stars 2 Stars 1 Stars
(10) (0) (0) (0) (0)

Rate For this course

Please Rate this course

Please provide your feedback for the course.


Total Reviews (10)

Recommended for you

Course Features

Lectures : 27

Duration : 3.5 hours

Access: Lifetime

$49$39 Enroll

ማስተር ዩትዩበር ኩን - ምሉእ ናይ ዩትዩብ ኮርስ

5   (10 Ratings) 73 Students
$49$39
Enroll

ማስተር ዩትዩበር ኩን - ምሉእ ናይ ዩትዩብ ኮርስ

(5)
$49$39
Enroll