
ምሉእ ኮርስ ፓይቶን ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ!
እዛ ስልጠና'ዚኣ ንPython Programming language ብዕምቆት ክፈልጥዎን ክሰርሕሉን እተኽእል ስለጠና'ያ።


ካብዛ ስልጠና እንታይ ኢኹም ክትመሃሩ፧
ነዛ ስልጠና ክትወስድዋ ከተማልእዎ ዘለኩም ረቛሒታት:
እዛ ስልጠና ንመን'ያ፧
እዛ ስልጠና ኣጠቓሊላቶም ዘላ:
ናይዛ ስልጠና ትሕዝቶታት

- 10 min

- 15 min

- 7 min

- 11 min

- 14 min

- 5 min

- 5 min

-

-

-

-
Course Description
ምሉእ ፓይቶን ኮርስ
ፓይቶን ሓደ ካብቶም ዝበለጹ ፕሮግራሚንግ ላንጎጅ ኮይኑ፡ ብቕልጡፍ ኣብ ምዕባይ ዝርከብን ብብዝሓት ትካላት ምሩጽ ኮይኑን ዝርከብ ዘሎን ሃይ ለቨል (ስለዓለ ደረጃ) ፕሮግራሚን ላንጎጅ'ዩ።
ሓድሽ ኮይንካ ፓይቶን ክትመሃር ወይ ማእከላይ ደረጃ ሃሊካ ፓይቶን ትምህርቲ ክትውስኽ ደሊኻ፧
እዛ ኮርስ ነዓኻ ኢያ፡ ኣብ ደስ ዝበለካ ግዜን ቦታን ኮይንካ ደረጃ ፍልጠትካ ክብ ከተብል እዛ ኮርስ ክትሕግዘካ'ያ።
ካብቲ ዘሐጉሰካ ኣብዛ ኮርስ ዘሎ፡
- 👀 እዛ ኮርስ ብቋንቋ ትግርኛ ኢያ፡
- 🕘 ልዕሊ 7+ ሰዓት ዝሓዘለ ቪድዮታት ኣለዋ
- 🔰 ልዕሊ 7+ ብግብሪ ዝስራሓሉ ናይ መለማመዲ ፕሮጀክታት ዝሓዘለት ኢያ፡
- 👍 ብምኩር መምህር ዝተዳለወት'ያ
- ዝኾነ ናይ ፕሮግራሚንግ ድሕረ ባይታ ግድን ኣይኮነን ክህልወካ ዘለዎ፡ እዛ ኮርስ ንኹሉ ዘማለአ ስለ ዘለዋ፡
- 💌 ዝኾነ ሓገዝ ኣብ ዝደለኻሉ መምሃራን ምሳኻ ኣለው፡
እዛ ፓይቶን ኮርስ ምስ ወሰድካያ ንምንታይ ትጥቀመላ፧
- 🤑 ኣብ ሕሳባት ቁጽሪ
- 📳 ኣብ መጽናዕቲ ሓበሬታ
- 🌐 ኣብ ሳይንትስትስ
- 🛠 ኔትዎርክ ኢንጅነሪንግ
- 💢 ኣፕ ደቨሎፕመንት
- 💫 ዝተፈላለየ ሶፍትዌር ኣብ ምምዕባል ወዘተ ክትጥቀመላ ትኽእል ኢኻ
ነዛ ኮርስ ክትወስዳ እንታይ፡ እንታይ የድልየካ፧
- 💻 ኮምፕዩተር
- 🌐 ኢንተርነት
- 💪 ቆሪጽካ ክመሃር ኢየ ኢልካ ምውሳንን ምትግባርን
ስለምንታይ ንፓይቶን ትመርጾ፧
✔ ሓጺር ኣጸሓሕፋ ስይንታክስ ስለ ዝኽተል
ናኣብነት፦
#ኣብ Java, Hello world ክትጽሕፍ ብኸምዚ ኣገባብ command ንጽሕፍ:-
class Main {
public static void main(String[] args) {
System.out.println("Hello, World!");
}
}
#ብC++ ምስ ዝኸውን ድማ ከምዚ ይመስል:-
#include <iostream>
int main() {
std::cout << "Hello, World!";
return 0;
}
#ከማኣ ልክዕ ኣብ ፓይቶን ግን ከምዚ ይኸውን፡
print("Hello, World!")
ሪኢኻዮ'ዶ ፍልልይ፧ ፓይቶን እምበኣር ክትመሃሮ ይኹን ክትሰርሓሉ ኣዝዩ ዝቐለለን ቀልጢፍካ'ውን ናብ ስራሕ ዓለም ክትኣቱ ዝሕግዝን ዝለዓለ ፕሮግራሚንግ ላንጎጅ'ዩ።
✨ ምስ ዝተፈላለዩ ፕላትፎርምስ ኣብ ስራሕ ክዛመድ ይኽእል፡
💎ብነጻ (ኦፐን ሶርስ) ብምዃኑ፡
😎 ንዝተፈላለዩ ሶፍትዌራት ብዝተዓጻጸፈን ዝቐለለን መንገዲ ክትስርሖ ስለ ዘኽእለካ።
🌍 ኣብ ዓለም ለኻዊ ብዙሓት ተጠቀምቲ ስለ ዘለውዎ ኣብ ዝደለኻዮ ስራሕን ሓገዝን ቅልጡፍ ውጺኢት ክትረኽበሉ ስለ ትኽእልን ካልእን።
እሞ'ኸ፧ ☺
🥉ተማሂርካ ህይወትካ ክትልውጠሉ
🤑 ቀልጢፍካ ተማሂርካ ቀልጢፍካ ውጺኢት ክትርእየሉ
🎉 ፓይቶን ኮርስ ውሰድ፡ እዚ ኮርስ ብቋንቋ ኣዴኻ ኮይኑ ቀጻሊ ሓድሽ ነገር እንዳ ቐረበ ናብቲ ደሊኻዮ ዘለኻ ከብጽሓካ'ዩ።
👔 እምበኣር ሎሚ ወስን፡
Here is quota about python for you.
" Python is a very powerful language for scripting and automation, and can be used for almost anything." - Eric Idle, Comedian and Actor. "
Instructor
Total students: 28
Total Courses: 3
Total Feedback: 8
Total Rating: (4.8)
I am experienced Python developer with a passion for innovative and user-friendly applications. Skilled in Django, Flask, and various Python libraries. Proficient in InDesign and Autodesk Fusion 360 for design and 3D CAD. Constantly seeking opportunities to enhance knowledge and skills. Let's c... Learn more
Rating and Reviews
Total Reviews (5)




ብዓሚኡ ኣብ ኢንተርነት ብትግርኛ ኮነ ብካልእ ቋንቋ ከምዚ ምቁሉሉን
ብዘይ ማይ ዝኣትወልካ ስልጠና የለን ክትብል ዘክእለካ ዓይነት ኣገላልጻን ኣመሃህራን እዩ፡
ብተወሳኪ ውን ንዘለና ናይ ኮምፒውተር ፍልጠት ዝምጥንን ኣብ ግምት ዘእተወን ኮይኑ ረኪበዮ
ካብ ክፋል ሓደ ክሳብ መፈጸምታ ድማ ብዝግባእ ክማሃሮን ከስተማቅሮን ኪኢለ...........የቀንየለና ንኩሉካትኩ ኣብዚ ስራሕ ዝተሳተፍኩም የሕዋት ።

I like it & thanks