Mefth Loader Gif

Java Programming Language in Tigrinya

ብዙሕ ቪድዮታትን ሕቶታትን ዝሓዘለ ትምህርቲ ናይ ጃቫ ፕሮግራሚን ላንጎጅ ስልጠና ንጅመርቲ

5   (1 Ratings) 4 Students 10 hours of videos. Course in: Tigrinya Language For Beginners Level Last updated on: 8 February, 2025

Instructor Badge Biniam Abdenur

Course Features

Lectures : 55

Duration : 10 hours

Access: Lifetime

$58$49 Enroll

ካብዛ ስልጠና እንታይ ኢኹም ክትመሃሩ፧

ብዛዕባ ጃቫ ካብ መጀመርያ ክሳብ ዝሓሸ ደረጃ ክትበጽሑ ትኽእሉ ብፕሮግራሚን ጃቫ ተጠቒምኩም ዝተፈላልዩ ግድላት ዝፈትሑ ሶፍትዌር ኣብ ምህናጽ ክትበጽሑ ትኽእለኩም'ያ፡

ነዛ ስልጠና ክትወስድዋ ከተማልእዎ ዘለኩም ረቛሒታት:

ኮምፕዩተርን ኢንተርነትን ግዜን ተገዳስነትን

እዛ ስልጠና ንመን'ያ፧

ናይ ጃቫ ኣማዕበልቲ (Java Developers) ኮይኖም ክሰርሑ ንዝደልዩ ንጃቫ ብዕምቆት ክፈልጥዎ ዝደልዩ

እዛ ስልጠና ኣጠቓሊላቶም ዘላ:

Lectures : 55 Language: Tigrinya Duration : 10 hours Students : 4 Certificate: Yes Payment: Once Access: on any device Access: Lifetime

ናይዛ ስልጠና ትሕዝቶታት

Section 1: Introduction to Java Programmi... (1)

Course Description

ምሉእ ስልጠና ጃቫ ንጀመርቲ

ጃቫ ሓደ ካብቶም ዝበለጹ ፕሮግራሚንግ ላንጎጅ ኮይኑ፡ ኣብ ልዕሊ 2 ቢልዮን ሞባይላት ዘንቀሳቕስ፡ ብፍላይ ኣንድሮድይ ኣፕሊኬሽን መስርሒ ኮይኑ ዘገልገለን ዘገልግል ዘሎን ኣዝዩ ዝዓበየን ዝበለጸን ፕሮግራሚን ላንጎጅ'ዩ።

ጀማሪ ኮይንካ ጃቫ ፕሮግራሚንግ ላንጎጅ ክትመሃር ወይ ማእከላይ ደረጃ ሃሊካ ጃቫ ትምህርቲ ክትውስኽ ደሊኻ፧

እዛ ስልጠና ነዓኻ ኢያ፡ ኣብ ደስ ዝበለካ ግዜን ቦታን ኮይንካ ደረጃ ፍልጠትካ ክብ ከተብል እዛ ስልጠና ክትሕግዘካ'ያ።

ካብቲ ዘሐጉሰካ ኣብዛ ስልጠና ዘሎ፡

  • 👀 እዛ ስልጠና ብቋንቋ ትግርኛ ኢያ፡
  • 🕘 ልዕሊ 10+ ሰዓት ዝሓዘለ ቪድዮታት ኣለዋ
  • 🔰 ልዕሊ 8+ ብግብሪ ዝስራሓሉ ናይ መለማመዲ ፕሮጀክታት ዝሓዘለት ኢያ፡
  • 🔰 ልዕሊ 9+ ነፍሲ-ወከፍ ነናይ 5 መፈተኒ ዝሓዘሉ ሕቶታት ኣለዋ፡
  • 👍 ብምኩር መምህር ዝተዳለወት'
  • ዝኾነ ናይ ፕሮግራሚንግ ድሕረ ባይታ ግድን ኣይኮነን ክህልወካ ዘለዎ፡ እዛ ስልጠና ንኹሉ ዘማለአ ስለ ዘለዋ፡
  • 💌 ዝኾነ ሓገዝ ኣብ ዝደለኻሉ መምሃራን ምሳኻ ኣለው፡

እዚ ናይ ጃቫ ስልጠና ምስ ወሰድካዮ ንምንታይ ትጥቀመሉ፧

  • 🤑 ኣብ ምስራሕ ኣፕሊኬሽን
  • 📳 ኣብ መጽናዕቲ ኮምፕዩተራዊ ሳይነሳዊ ሓበሬታ
  • 🌐 ኣብ ምምዕባል ወብሳይታትን ኤፒኣይን
  • 🛠 ኣብ ኔትዎርክ ኢንጅነሪንግ
  • 💫 ዝተፈላለየ ሶፍትዌር ኣብ ምምዕባል ወዘተ ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ።

ነዚ ስልጠና ክትወስዶ እንታይ፡ እንታይ የድልየካ፧

  • 💻 ኮምፕዩተር
  • 🌐 ኢንተርነት
  • 💪 ቆሪጽካ ክመሃር ኢየ ኢልካ ምውሳንን ምትግባርን

ስለምንታይ ንጃቫ ትመርጾ፧

ስነ-ሓሳብ ጃቫ ከምዚ ይመስል " Write once, run anywhere" እዚ ከኣ ጃቫ ሓንሳብ ምስ ጸሓፍካዮ ኣብ ዝኾነ ስይስተም ክሰርሕ ይኽእል ማለት'ዩ፡ እዚ ከኣ ኣብ ምምዕባል ኣፕሊኬሽናት ናይ ኩሉ ዓይነት ሞባይላትን ኮምፕዩተራትን ኣዝዩ ብዙሕ ከቀላጥፈካ ይኽእል።

ጃቫ ኣዝዩ ዓብን ብሉጽን ፕሮግራሚንግ ላንጎጅ'ዩ ስለ ዝኾነ ከኣ'ዩ ብዙሓት ተጠቀምቲ ዘለዎ፡ እዚ ከኣ ንዓኻ ወይ ንዓኺ ኣብ ምምዕባል ሶፍትዌር ወትሩ ኣብ ኦንላይን ኣዝዩ ብዙሕ ዝኾነ ድጋፍ ካብ ኣማዕበልትን ተጠቀምትን ጃቫ ትረክብ ወይ ትረኽቢ። ስለዚ ብዛዕባ ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኪ ወይ ዝህልወካ መልሲ ናይ ሕቶኺ ወይ ሕቶኻ ብቐጥታ ትረክብ ወይ ክትረኽቢ ትኽእሊ ወይ ትኽእል ማለት'ዩ።

ጃቫ OOP ( Object-Oriented programming ) ኢዩ ዝኽተል፡ እዚ ከኣ ኣብ ኢንዱስትሪታት ዘሎ ቅዲ ኣሰራርሓ ስለ ዝኽተል፡ ኣብን ስራሕ ዓለም ጽቡቕ ተጠላብነት ክህልወካ ይሕግዝ።

ተጠላብነት ናይ ስራሕ ዕድላት ኣብ ዕዳጋ ጃቫ ኣዝዩ ብዙሕ'ዩ።

ምስ ዝተፈላለዩ ፕላትፎርምስ ኣብ ስራሕ ክዛመድ ይኽእል፡

💎ብነጻ (ኦፐን ሶርስ) ብምዃኑ፡

😎 ንዝተፈላለዩ ሶፍትዌራት ብዝተዓጻጸፈን ዝቐለለን መንገዲ ክትስርሖ ስለ ዘኽእለካ።

🌍 ኣብ ዓለም ለኻዊ ብዙሓት ተጠቀምቲ ስለ ዘለውዎ ኣብ ዝደለኻዮ ስራሕን ሓገዝን ቅልጡፍ ውጺኢት ክትረኽበሉ ስለ ትኽእልን ካልእን።

ጃቫ ክትመሃሮ ቀሊል'ዶ፧

// This is a simple Java program.            
public class HelloWorld {              
    public static void main(String[] args) {              
        System.out.println("እወ ቀሊል'ዩ።");              
    }              
}

ኣዝዩ'ኳ ቀሊል እንተዘይኮነ ዝበለጸን፡ ብቐሊሉ ከተመሓድሮን፡ ዝጸፈፈን ኮድ ክትጽሕፍ ግን ይሕግዘካ'ዩ።

እሞ'ኸ፧

🥉ተማሂርካ ህይወትካ ክትልውጠሉ

🤑 ቀልጢፍካ ተማሂርካ ቀልጢፍካ ውጺኢት ክትርእየሉ

🎉 ስልጠና ናይ ጃቫ ሎሚ ውሰድ፡ እዚ ስልጠና ብቋንቋ ኣዴኻ ኮይኑ ቀጻሊ ሓድሽ ነገር እንዳ ቐረበ ናብቲ ደሊኻዮ ዘለኻ ከብጽሓካ'ዩ።

👔 እምበኣር ሎሚ ወስን 🎉

Here is quota about Java said by James Gosling.

" Java is the best programming language in the world. It's flexible, powerful, and allows you to do whatever you want. "

Instructor

  Total students: 28

  Total Courses: 3

  Total Feedback: 8

  Total Rating: (4.8)

I am experienced Python developer with a passion for innovative and user-friendly applications. Skilled in Django, Flask, and various Python libraries. Proficient in InDesign and Autodesk Fusion 360 for design and 3D CAD. Constantly seeking opportunities to enhance knowledge and skills. Let's c... Learn more

Rating and Reviews

5
5 / 5
1 Rating
5 Stars 4 Stars 3 Stars 2 Stars 1 Stars
(1) (0) (0) (0) (0)

Rate For this course

Please Rate this course

Please provide your feedback for the course.


Total Reviews (1)

Recommended for you

Course Features

Lectures : 55

Duration : 10 hours

Access: Lifetime

$58$49 Enroll

Java Programming Language in Tigrinya

5   (1 Ratings) 4 Students
$58$49
Enroll

Java Programming Language in Tigrinya

(5)
$58$49
Enroll