Mefth Loader Gif

ምዝርጋሕ - ምጽዓን ቪድዮታትን ኮርሳትን - ኣብ መፍትሕ

ናይ ኦንላይን ኮርሳትኩም ኣብ Mefth ጽዒንኩም ብዝደለኹሞ ዋጋ ሸይጥኩም ክትረብሑሉ እተሪኢ ናይ ነጻ ስልጠና'ያ።

5   (9 Ratings) 112 Students 3 hours of videos. Course in: Tigrinya Language For Beginners Level Last updated on: 11 February, 2025

Instructor Badge Kifle Tesfay

Course Features

Lectures : 18

Duration : 3 hours

Access: Lifetime

Free Enroll

ካብዛ ስልጠና እንታይ ኢኹም ክትመሃሩ፧

ብኸመይ ገይሮም ኮርሳቶም ኣብ Mefth Academy ዘርጊሖም ንኻሎኦት ምሂሮም ንሳቶም ረብሓ ክገብሩ ይኽእሉ ዕምቆት ሓሳባትን ኣተሓሕዛ ኮርሳትን ይመሃሩ ኣጸዓዕና ቪድዮታት ይመሃሩ ምድላው ሕቶታት ንተማሃሮ ይመሃሩ ምድላው Coupon code ይመሃሩ ዝኾነ ሓደስቲ ምዕባለታት ይመሃሩ

ነዛ ስልጠና ክትወስድዋ ከተማልእዎ ዘለኩም ረቛሒታት:

ሞባይል ወይ ኮምፕዩተር ኢንተርነት ናትኩም ኮርስ ከተዳልው ምድላው ተገዳስነት

እዛ ስልጠና ንመን'ያ፧

ኮርሳቶም ኣብ Mefth Academy ኣዳልዮም ክምህሩ ንዝደልዩ ሰብ ሞያ ወይ መምሃራን ንኣሰራርሓ ምጽዓን ኮርሳት ኣብ Mefth Academy ብዕምቆት ክፈልጡዎ ንዝደልዩ

እዛ ስልጠና ኣጠቓሊላቶም ዘላ:

Lectures : 18 Language: Tigrinya Duration : 3 hours Students : 112 Certificate: No Access: on any device Access: Lifetime

ናይዛ ስልጠና ትሕዝቶታት

Section 1: መእተዊ (1)
Section 3: ኣጸዓዕና ኮርስ (1)
Section 6: ምትዕርራይ ቪድዮታት (1)
Section 9: ዲስካውንት ኩፖን ኮድ (1)

Course Description

ብኸመይ ናይ ኦንላይን ኮርስካ ብቐሊሉ ክትዝግሕ ትኽእል ኣብ Mefth ብቐሊሉ ኣብዛ ኮርስ እዚኣ ክትመሃሮ ትኽእል ኢኻ

ኣብ Mefth ኮርስ ክትዝግሕ እንተደሊኻ እዛ ናይ ነጻ ምልእቲ ኮርስ ምውሳድ የድልየካ'ዩ ምኽንይቱ፡

  • 👉 ኣብ ደስ ዝበለካ ካብዚ ቪድዮታት እንዳ ረኣኻ ቪድዮታትካ ክትጽዕን ትኽእል ኢኻ፡
  • 👉 እዛ ኮርስ ብነጻ'ያ፡
  • 👉 ኩሉ ግዜ ሓድሽ ክወርድ እንከሎ ብቐጥታ ኣብዛ ኮርስ ኣቲኻ ክትፈልጦ ትኽእል ኢኻ።

መምሃራን ናይ ትግርኛ፡ ትግረ ከሙኡ'ውን ቢሌን ኣብዚ ሕጂ ሰዓት እቶም ቀንዲ ዘድልዩ ዘለው'ዮም፡

ኣብ መጻኢ ካሎኦት ቋንቋታት ክስዕቡ ከም ዝኾኑ እንዳሓበርና፡ ኣብዘኦም ተጠቒሶም ዘለው ቋንቋታት ምርኩስ ብምግባር ኮርሳት ኣብ ምድላው ክትነጥፍ ምስ ትደሊ ኣብ Mefth ማዕጾና ክፉት'ዩ።

🔆 ኮርሳትካ ብዛዕባ

✅ IT / ሓበሬታን ቴክኖሎጅን

  • 🔰 ምምዕባል ሶፍትዌር / ፕሮግራሚንግ
  • 🔰 ምሕደራ ዳታ-በይዝ
  • 🔰 ምሕደራ ኔትዎርክ
  • 🔰 ሳይበር ሰኪዩሪቲይ
  • 🔰 ትንተና / መጽናዕቲ ስይስተም

ናይ ጥዕና

  • 🔰 ነርስ
  • 🔰 ምጉዳል ሰብነት
  • 🔰 ፊትነስ
  • 🔰 ኣመጋግባ
  • 🔰 ስነ-ልቦና
  • 🔰 ኣተናፍሳ ምቁጽጻር / ዮጋ

ፋይናንስ

  • 🔰 ኣካውንታንት
  • 🔰 ምሕደራ ገብዘብ
  • 🔰 ወፍሪ
  • 🔰 ክሪፕቶ ካረንሲይ

ዕዳጋ

  • 🔰 ድጅታት ማርኬቲንግ
  • 🔰 ምውዕዋዕ
  • 🔰 ምጽናዕቲ ዕዳጋ

ትምህርቲ

  • 🔰 ኣመሃህራ
  • 🔰 ምሕደራ

ኢንጂነየሪንግ

  • 🔰 ሲቪል ኢንጂነየሪንግ
  • 🔰 መካኒካል ኢንጂነየሪንግ
  • 🔰 ኤለክትሪካል ኢንጂነየሪንግ

ዲዛይን

  • 🔰 ግራፊክ ዲዛይን
  • 🔰 ወብሳይት ዲዛይን

ምሕደራ

  • 🔰 ምሕደራ ኦፊስ
  • 🔰 መሪሕነት
  • 🔰 ሓባራዊ ስራሕ
  • 🔰 ሽግራት ምፍታሕ

ሕጋዊ

  • 🔰 ናይ ስደተኛታት ሕጊ
  • 🔰 ገበናዊ ሕጊ
  • 🔰 ሕጋዊ መጽናዕቲ

ሜድያን ጋዘጠኘንነትን

  • 🔰 ጋዜጠኝንነት
  • 🔰 ምፍጣር ትሕዝቶታት
  • 🔰 ጽሓፊ ናይ ሚድያ
  • 🔰 ወሃቢ ጸብጻብ / ሪፖርተር

ምቅንባር

  • 🔰 ምቅንባር ስእሊ
  • 🔰 ምቅንባር ቪድዮ

ዝርርብ ዝተፈላለዩ ቋንቋታት

  • 🔰 ትግርኛ
  • 🔰 ትግረ
  • 🔰 ብሌን
  • 🔰 ኢንግሊሽ
  • 🔰 ዶች
  • 🔰 ፍረንች

ፈጠራዊ ኣርት

  • 🔰 ሙዚቓ
  • 🔰 ምጽሓፍን ምውህሃድን ኣብ ኣርት
  • 🔰 ጽሓፊ ፊልም / ኮሜዲ

ኣነባብራ

  • 🔰 ኣተዓብብያ ቆልዑ
  • 🔰 ውልቃዊ ዕብየት
  • 🔰 ምሕደራ ግዜ
  • 🔰 ርእሰ-ምትእምማን
  • 🔰 ሰልፍ እስቲም

👉 ክኸውን ይክእል'ዩ ብዛዕባ ዝኾነ ንህዝቢ ዝጠቅም'ዩ ዝበልካዮ ብቋንቋ ትግረ ትግርኛ ወይ ብሌን ከተቕርብ ትኽእል ኢኻ።

ኩሉ እዚ ቪድዮታት ኣብዛ ኮርስ ዘሎ ሓጺርን ጽፉፍን'ዩ፡ ስለዚ ነዛ ኮርስ ወሲድካ ባዕልኻ ዝደለኻዮ ኮርስ ክትዝግሕ ትኽእል ኢኻ።

Instructor

  Total students: 339

  Total Courses: 6

  Total Feedback: 51

  Total Rating: (4.9)

I am a full-stack web developer with more than 5 years of experience working with HTML, CSS, JS, AJAX, JSON, PHP, and SQL. I am knowledgeable in all facets of web development, including front-end and back-end. I am a proactive learner who is always looking for new opportunities to increase the scope... Learn more

Rating and Reviews

5
5 / 5
9 Rating
5 Stars 4 Stars 3 Stars 2 Stars 1 Stars
(9) (0) (0) (0) (0)

Rate For this course

Please Rate this course

Please provide your feedback for the course.


Total Reviews (9)

Recommended for you

Course Features

Lectures : 18

Duration : 3 hours

Access: Lifetime

Free Enroll

ምዝርጋሕ - ምጽዓን ቪድዮታትን ኮርሳትን - ኣብ መፍትሕ

5   (9 Ratings) 112 Students
Free
Enroll

ምዝርጋሕ - ምጽዓን ቪድዮታትን ኮርሳትን - ኣብ መፍትሕ

(5)
Free
Enroll