Mefth Loader Gif
Search from our questions

Top questions and posts

ወብሳይት ኣብ ክንደይ መዓልቲ ከተማዕብል ትኽእል፧

ወብሳይት ከተማዕብል ክንደይ ግዜ ይወስደልካ፧ ሰብ ተመኩሮ ኣብዚ ተመኩሮኹም ኣካፉሉና፧

ዝበለጸት መቐመጢ ወብሳይት ኣየነይቲ ኢያ፧

እተን ዝበለጻ ናይ Web hosting ትካላት እባ ካብ ተመኩሮኹም ኣብዚ ኮመንት ጽሓፉለይ፧

ንፉዕ ኣማዕባሊ ወብሳይት ክትከውን ክንደይ ግዜ ይወስደልካ፧

ካብ ተመኩሮኹም ኣብዚ መልሲ ጽሓፉልና፧ እቶም ተገዲስኩም ሓሳብኩም እትህቡ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነኩም። 👍

ኣብ Mefth ዝፈተኻዮም ነገራት ጥቐስ፧

ኣብ Mefth online learning platform ካብ ዝፈተኻዮም 3 ነገራት ጥቕስ፧ ዝኾነ ሰብ ኣብ Mefth ካብ ዝፈተዎም ነገራት ክጠቕሰልና ንጽበ፡ ዝኾነ ኮርስ ዝወሰደ ኮርስ ዘይወሰደ ኮርስ ዘቕርብ ኮታ ዝኾነ ሰብ ዝፈተ...

Buying problem

Hi My name is Biniam, i try to buy a computer course from yesterday but it didnt work.

ኣብ Mefth Academy ከም Instructor ኮይንካ ክትምህር ምስ ትደሊ

ኣብ Mefth ክትምህር ትኽእል ኢኻ፡ ኩሉ ዘድልየካ መጀመርያ፡ ትምዝገብ፡ 👉 https://www.mefth.com/blog/how-to-sign-up-on-mefth ብድሕሪኡ Login ትገብር 👉 https://www.mefth.com/blog/ho...

Our Top Courses