Mefth Loader Gif

ስልጠና ምቅንባር ቪድዮ ኣብ ፕሮሾው ንጀመርቲ

ዝቐለለ ኣገባብ ምቅንባር ቪድዮ ፍልጠት ክትቀስሙ ምስ ትደልዩ እዛ ስልጠና ውሰዱ።

5   (2 Ratings) 10 Students 3.5 hours of videos. Course in: Tigrinya Language For Beginners Level Last updated on: 8 February, 2025

Instructor Badge Asfaha Amanuel

Course Features

Lectures : 16

Duration : 3.5 hours

Access: Lifetime

$39$33 Enroll

ካብዛ ስልጠና እንታይ ኢኹም ክትመሃሩ፧

ቅልል ብዝበለ መንገዲ ባዕልኹም ናይ ስላይድ ቪድዮ ከተዳልው ትኽእሉ ኣብ ሕጽር ዝበለ ግዜ ን Proshow ሶፍትዌር ክትክእልዎ ትኽእሉ

ነዛ ስልጠና ክትወስድዋ ከተማልእዎ ዘለኩም ረቛሒታት:

ኮምፕዩተርን ኢንተርነትን ግዜን ተገዳስነትን

እዛ ስልጠና ንመን'ያ፧

ቪድዮ ኤዲቲንግ ተማሃሪሮም ባዕሎም ንናቶም ፍርያት ዝኸውን ቪድዮታት ከዳልው ንዝደልዩ ብሓፈሻ ንፕሮሾው ሶፍትዌር ኪኢሎም ዝደለዎ ቪድዮ ብስላይድ ከዳልው ንዝደልዩ

እዛ ስልጠና ኣጠቓሊላቶም ዘላ:

Lectures : 16 Language: Tigrinya Duration : 3.5 hours Students : 10 Certificate: Yes Payment: Once Access: on any device Access: Lifetime

ናይዛ ስልጠና ትሕዝቶታት

Section 1: ሌላ ምስ ፕሮሾው (1)
Section 2: እንጥቀመሉ ዓይነት ኮምፒተር እንታይ ክከውን ኣለ... (1)
Section 4: መእተዊ ናይ ፕሮሾው እንታይ ይመስል (1)
Section 5: ስእልና ከመይ ገርና ኣብ ኮምፒተርና ንስራሕ ነ... (1)
Section 7: ኣብ ፕሮሾው ድምጺ ከመይ ገርና ነእትዎን ነቀናብ... (1)
Section 8: ኣብ ፕሮሾው ጽሕፈት ብከመይ ንጽሕፍ (2)
Section 9: ዝሰራሕናዮ ቪድዮ ብከመይ ንውጽኢት ነዳልዎ Exp... (1)

Course Description

ስሩዕ ስልጠና ፕሮሾው ኤዲቲንግ ንጀመርቲ

ዝኸበርኩም የሕዋተይ ሰዓብቲ ናይዚ ኮርስ ሰላምታ ብምቅዳም እዚ ኣዳልየልኩም ዘለኩ ፕሮግራም ሓቢርና ክንመሃርን ብፍልጠት ክንዓብን ብእንክእለሉ መገዲ ጽፉፍን ብክንርድኦ ንክእል ቃንቃ ኣዳልየ ጆባእ ይብለኩም።

..........ንገለ ካብቲ ኣብዚ ኮርስ ዘሎ ኣርእስቲ

1. ሌላ ምስ ፕሮሾው ?

2. ፕሮሾው ኣብ እንትቐመሉ ጊዜ ተድልየና ዓይነት ላብቶብ ወይ ኮምፒተር እንታይ ክትከውን ኣለዋ ?

3. ፕሮሾው ኣብ ኮምፒተርና ወይ ላብቶፕና ብከመይ ክንጽዕኖ ንክእል ?

4. መእተዊ ናይ ፕሮሾው እንታይ ይመስል ?

5. ዶክመንትና[ photo or video ] ቅድሚ ናብ ፕሮሾው ምእታውና ከመይ ገርና ን ሰራሕ ድሉው ንገብሮ ኣብ ኮምፒተርና ?

6. ዘዳለናዮ ስእሊ ብከመይ ናብ ፕሮሾውና ነእትዎ [Import system] ?

7. ዘእተናዮ ስእልና ብከመይ ነቀናብሮ ?

8. ሙዚቃ ብከመይ ነእትውን ነቀናብሮን ?

9. ኣብ ፕሮሾው ጽሕፈት ከመይ ገርና ክንጽሕፍ ንክእል ?

10. ንዝሰራሕናዮ ቪድዮና ከመይ ገርና ንውጽኢት ድሉው ንገብሮ [Export system] ?

እምበኣር ከምዚ ኣብ ላዕሊ ገሊጸዮ ዘለኩ መሰረት እዚ እንመሃሮ ትምህርቲ ብከምዚ ኣገባብ ብሰፊሕ ኣብዚ ናይ ኮርስ ቪድዮ ተዳልዩልኩም ኣሎ።

ኣብ መንጎ ዝኮነ ሕቶ ወይ ሪኢቶ ምስ ዝህሉ ን24 ሰዓታት ክፉት ናይ ሕቶን መልስን ክህልወና ዩ።

በዚ ኣድራሻ ክትረክቡኒ ትኽእሉ

ዋትስ ኣፕ- +48881600569

Email......asfahaamanuel267@gmail.com

..........ፍልጠት ንኩሉ ኣብ ኩሉ ን ሓባራዊ ዕብየት.........

Instructor

  Total students: 10

  Total Courses: 1

  Total Feedback: 2

  Total Rating: (5)

My name is Asfaha Amanuel and I'm a highly skilled and experienced video editor with a passion for creating engaging and informative videos. I have over 5+ years of experience in Adobe Photoshop, Premiere Pro, Illustrator, and ProShow. Expertise in creating engaging and informative videos for a... Learn more

Rating and Reviews

5
5 / 5
2 Rating
5 Stars 4 Stars 3 Stars 2 Stars 1 Stars
(2) (0) (0) (0) (0)

Rate For this course

Please Rate this course

Please provide your feedback for the course.


Total Reviews (2)

Recommended for you

Course Features

Lectures : 16

Duration : 3.5 hours

Access: Lifetime

$39$33 Enroll

ስልጠና ምቅንባር ቪድዮ ኣብ ፕሮሾው ንጀመርቲ

5   (2 Ratings) 10 Students
$39$33
Enroll

ስልጠና ምቅንባር ቪድዮ ኣብ ፕሮሾው ንጀመርቲ

(5)
$39$33
Enroll