Mefth Loader Gif

Interview question

Instructor Badge
Ki... Courses
Get the course to see this video description
To watch the video Please Login

Report for Comment or Reply




Mefth Loader gif

1 Comment

You must Login to write comment.

Degiyat Nata's profile
Degiyat Nata
2 months ago
1, Hyper Text Markup Language.
2, ኣየናይ version of HTML ንጥቀም ከም ዘና ንብራውዘርና ዝሕብር ዩ።
3, እታ ሕቶ ተረኢኣትኒ እንተኮይና፣ ኩሎም ነናቶም ዕላማ ኣለዎም ሓደ ወብሳይት ንኸማዕብሉ ማለተይ የ፣ ንኹሎም ክዝርዝሮም እንተኾይነስ ከየንውሖ።
4, <div> tag ናቱ ብሎክ ክኸፍት ከሎ ብኣንጻሩ <span> ከኣ inline block ኢዩ ማለት ዩ።
5, ተወሳኪ ሓበሬታ ከነእቱ ዝጠቅሙና ዩ።
6, <ul> ብነጥብታት እንተዘይኮይኑ ብቁጽርታት ገሩ ሰሪዑ ከምጸልና ኣይክእልን። <ol> ከኣ ብቁጽርታት ክሰርዓልና ይኽእል ዩ ማለተ ዩ።
7, Semantic HTML ዝባሃሉ እዚኦም ዮም፣ <header><nav> <main> <article> <section> <aside> <footer>። እገደስቲ ዝኮኑሉ መኽንያት ድማ ነቲ ትሕዝቶ ናይቲ ወብሳይት ብንጹር ስለ ዝገልጹ ዮም። ንእብነት፣-1,<header> ማለት እቲ ርእሲ ማለት ዩ ። 2,<nav> ማለት ድማ እቲ ላዕለዋይ ክፋል ኣብ ትሕቲ <header> ዝርከብ ኮይኑ ምስ <main> <header>ዘራኽብ ወይ ዘላግብ ዩ።
3, <main> <article> <section> እዞም ሰለስተ ድማ እቶም ቀንዲ ወይ ድማ ማአከል ዝርከቡ ኮይኖም ከም ሰንጠረጅ ይኹን ከም ስእሊ ድማ ከነእትወሎም ንኽእል።
4, <aside> ድማ እቲ ጎድናዊ ክፋል ማለት ዩ 5,<footer> እዚ ድማ እቲ ታሕተዋይ ቦታ ናይ ሓበሬታ ማለት ዩ።

8,<meta> tag ኣገዳሲ ኮይኑ ዕላምኡ ድማ ብዘይካ እቲ ብዓይንና ንሪኦ ትሕዝቶ ብዙሕ ሓበሬታ ናይታ ወብሳይትና ዝቕርበልና ዩ። ካሊእ ድማ ነታ ወብሳይትና ክትዝርጋሕ ኣብ ቅድሚት ክትመጽእ ዝገብሩዋ ሓደ ካብቲ ኣብ መታ ታግ ንጥቀመሉ ዩ።
9,<head> እቲ ርእሲ ክኾን ኮሎ፣ ሓበሬታ ናይታ ወብሳይት ዝሓዘ ዩ። <body> ማለት ድማ ብሓፈሻ ኩሉ እቲ ገጽ ናይ ወብሳይትና ኮይኑ ትሕዝቶ ናይ ወብሳይትና ዝርከበሉ ዩ።

10, <input> ማለት ሓደ ንጽል (single line) መስመር መእተዊ ክኸፍተልና እንኮሎ። <textarea> ግን ብዙሕ ወይ ገፊሕ መስመር ጽሑፍ መእተዊ ይኸፍተልና።
11, HTML input, HTML Button, HTML Fieldset and Legend, HTML Form Label and textarea and HTML Form checkbox and Radio.
12, <a> ናብ ካሊእ ፐጅ ወይ ፎልደር ሊንክ ክንገብር ንጥቀመሉ ኩኾን ከሎ። <button> ድማ ኣብ ኡ ብምጽቃጥ submit, reset ወዘተ ዝጠቅመና ዩ።
13, href attribute in HTML? ነቲ ሊንክ ምስ ጠወቅናዮ ናበይ ክኽይድ ከምዘለዎ ነቲ ብራውዘር ይሕብሮ።
14, HTML Ordered List HTML Unorderd listHTML Nested listDescription List
15, class ማለት መለለዪ ኾይኑ ብተደጋጋሚ ግዜ ክንጥቀመሉ እንከለና፣ ብኣንጻሩ ID ድማ ፍሉት መለለዪ ኮይኑ ክንደጋግሞ ኣይከኣልን ዩ።
16, ንዕላማን ትሕዝቶን ናይቲ ጽሑፍ ንምንጻርን ፣ ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ እቲ element tag ምግላጽን ይሕግዘና ።
17, <table> ሓደ ሰንጠረጅ መስርሒ ኪኾን ኮሎ። <div> ድማ ሓደ ግሩፕ መጠርነፊ ይጠቅመና።
18, <header> ዕላምኡ ን logo, title, ካልእን ክንጥቀመሉ ከለና። <footer> ድማ ኣብ ታሕቲ ናይ ወብሳይትና ኮይኑ ናይ copyright, contact information. ካልእን ክንጥቀመሉ ይሕግዘና ።
መልሰለይ ኢኻ ገጋታተይ ክፈልጥ ከፋሊ ሓወይ ፣ ካልእ ኣብ ኮመንት መሊሰዮ መኽንያቱ ኣታ ሊንክ ስለ ዘይረኸብኩዋ የ። የቀንየለይ።
REPLY

You must Login to write Reply.

HTML ምሉእ ኮርስ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ

Section 2: HTML Editors (1)
Section 11: HTML Favicon (1)
Section 18: HTML Computer code (1)
Section 20: HTML Validation (1)
Section 21: HTML Layout (1)
Section 22: HTML Examples (1)
Section 23: HTML Interview questions (1)
Section 24: Final words (1)


We value your opinion.
Help us serve you better by sharing your feedback.