Mefth Loader Gif

መእተዊ

Instructor Badge
Fr... Courses

ኮምፒተር (Computer) ማለት ሓደ ብኤልክትሪክ ዝሰርሕ ንብረት ኮይኑ፡ ሓቤሬታ ብምቅባል ናይብ ገዝእ ርእሱ መዘክር ሒዙ ዝሰርሕ ፡ በቲ ዝረከቦ ድማ ሓደ ኣገዳሲ ሓብሬታ ዘርኢ እዩ። ከምኡ እውን ንመጽኢ ክዕቅብ ይገብር።

ከምኡ ውን ኮምፒተር ኣብ ክልተ ዓበይቲ ባእታ ወይ ኣካላት Computer Components ይምቀል። ንሱ ክኣ ሃርድ ዌር( HARDWARE ) and ሶፍቲ ዌር SOFTWARE.

ሃርድ ዌር (HARDWARE) ዝብሃል ብኢድና ክንሕዞ ንእል ኤልኽትርካዊ ኣቅሑ እዩ።

ሶፍት ዊር SOFTWARE. ግን ክጭበጥ ውይ ብኢድና ክንሕዞ ዘይክኣል ኣገዳሲ ቦእታ ናይ ኮምፒተር ኮይኑ ንኮምፒተር እንታይ ክትገብር ከምዘለዋ ዝሕብር ወይ ዘዋሃህድ መምርሒታት እዩ።

ንኣብነት ሃርድ ዌር HARDWARE) ዝባሃሉ ኣቕሑ monitor (ስክሪን ), mouse (መልከቲት ንጥቀምላ ), keyboard ( ዝተፋላዩ ቃልት ወይ ካራክተር ንምጽሓፍ ንጥቀምሉ )computer data storage, hard drive disk (HDD),(መዕቀቢ ሓበሬታ ዝተፍላለዩ ቪድዪታትን ጽሕፋትን ንቀምጠሉ system unit (graphic cards, sound cards, memory, motherboard and chips), …….ወዘተ

ሶፍት ዊር SOFTWARE ድማ ከም : Microsoft Word, LibreOffice Writer, Google Docs C, C++, Objective-C, C# Java Visual Basic, Python, Perl, Ruby JavaScript PHP ወዘተ እዩ።

ንባዕሉ እዚ ሶፍቲ ዌር ኣብ ክልተ ዓበይቲ ክፋልት ይምቀል፡ ንሱ ከኣ ሲስተም ሶፍቲ ዊር (System Software) ከምኡ ዉን ኣፒሊኬሽን ሶፍቲ ዊር Application Software ይበሃል።

ንኣብነት ሲስተም ሶፍቲዌ(System Software) ከም ብዓል Microsoft Windows ( Linux Unix Mac OSX DOS .

ከምኡ ውን ኣፕሊኬሽን ሶፍቲዌር Application Software (Opera (Web Browser

• 2) Microsoft Word (Word Processing)

• 3) Microsoft Excel (Spreadsheet software)

• 4) MySQL (Database Software)

• 5) Microsoft PowerPoint (Presentation Software)

• 6) Adobe Photoshop (Graphics Software)

እዩም።

Hardware ድማ input device and output device ኣለዎ።

እቲ input ንሓደ ስርዓተ መስርሕ ሓበሬታ ከም ኮምፒተር ወይ ካልእ መሳርሒ ሓበሬታ ወይ ዳታ ንምሃብን ዝሕግዝ ክፋል ናይ ኮምፒተር ሃርድዌር መሳርሒ እዩ። ንኣብነት መልከቲቶ ፡ ኪብቦርድ . . ወዘተ።

እቲ out put ድማ ከም ኮይኑ ነቲ ብኤሌክትሮኒካዊ ኣገባብ ዝፍጠር ሓበሬታ ናብ ሰብ ዝንበብ ዝቕይር እዩ።

ውጽኢት ዘርኢ ማለት እዩ። ንኣብነት ሞኒተር ፣ ፕሮጀችተር . . ወዘተ።

Central Processing Unit (CPU) ሓንጎል ናይ ኮምፒተር።

እዚ ሓንጎል ኮምፒተር ንናይ ኩሉ ተግባራትን መስርሕን ሓላፍነት ኣለዎ። ንሓይሊ ኮምፒዩተር ብዝምልከት፡ CPU እቲ ኣገዳሲ ባእታ ናይ ኮምፒተር ሲስተም እዩ።

ኣብ ድማ ይምቀል፥

1. Arithmetic Logic Unit (ALU)እዚ ንኩሉ ተግባራት ቁጽሪን ፊደላትን ይቆጻጸር

2. Control Unit (CU): ንኣካላት ኮምፒተር ይቆጻጸርን የወሃህድን እዩ።

3. Registers ነቲ ቀጺሉ ክፍጸም ዘለዎ ዳታ ይዕቅቦ፣ "ብ ቅልጡፍ ይዕቅቦ (save) ይገብሮ"

Report for Comment or Reply




Mefth Loader gif

Login to write... comment.

You must Login to write comment.

You must Login to write Reply.

መሰረታዊ ስልጠና ናይ ማይክሮሶፍይት ኦፊስ - ዎርድ - ኤክሰል - ፓወርፖይንት

Section 5: ኮምፕዩተር ብራውዘርስ (1)


We value your opinion.
Help us serve you better by sharing your feedback.