Mefth Loader Gif

ናይ ግእዝ ኪቦርድ ብኸመይ ንጽዕኖን - ፍሉይ ኣጠቓቕሙኡን

Instructor Badge
Ki... Courses
Get the course to see this video description
To watch the video Please Login

Report for Comment or Reply




Mefth Loader gif

1 Comment

You must Login to write comment.

Teme's profile
Teme
1 year ago
ሰላም ክፍለ ሓውና።በቐዳምነት በዚ ትምህርታዊ ዕማመታት ተካይዶ ዘለኻ ጻዕሪ ኣድናቖተይ ክገልጽ ይደሊ።ኣስዒበ ውን ብዛዕባ ሙሉእ ናይ ኮምፕዮተር ርእይቶይ ክህብ።እዚኣ ትምህርቲ ብዓብዩ ነቶም ንኮምፕዩተር ጀመርቲ ብቅልል ዝበለ ኣማሃህራ ብንጹር ኣቀራርባ ዝተዳለወት ኣብ ልዕሊ ምኳና እቲ ናይ ትምህርቲ ኣቀራርብኡ ብሕጽር ዝበለ ኮይኑ ብዙሕ ኣርእስትታት እዩ ዝድሕስስ።እዚኣ ኮርስ (cource) ኣዝያ ከተሕጉሰኩም ኢያ። የቐንየልና ክፍለ ሓውና።👍👍
ኣብ ሰሰናዩ
ቴሜ
REPLY
Kifle Tesfay's profile
Kifle Tesfay
1 year ago
መርሓባ ተሜ ሓወይ፡ ካብ ልቢ ኣዝየ'የ ዘመስግነካ፡ ክብረት ይሃበለይ።

You must Login to write Reply.

ምሉእ ናይ ኮምፕዩተር ትምህርቲ ንጀመርቲ

Section 4: ምሕደራ ፋይላት ኣብ ዊንዶውስ 11 (1)
Section 10: ጉዕዞ ናብ ዝኸበደ ክፋል ናይዚ ኮርስ (1)
Section 14: ምቁጽጻር ኢመይላት (1)


We value your opinion.
Help us serve you better by sharing your feedback.