
Online courses in Tigrinya Language
With our online course you can :)
- Learn Everywhere
- Learn Anytime
- Learn on any device
- have Lifetime access
Learn anywhere
Learn anywhere, anytime, on your own pace, at your own interests and learning preferences from your device.
Tigrinya
ኣብ ዝኾነ ቦታን ግዜን ኣብ ዝጥዕመካን ኣብ እትግደሰሉን ኣብ ዝመርጽካዮ ኣመሃህራን ኣብ ሞባይልካ ተማሃር።
Tigre
ዲብ ኣይ ወክት'ዋ ላጣዕመካ ኣካን ዲብ ፈይግ ላሓረካሁ ድርሰት ምን ሞባይልካ ድረሰ።
Bilen
አይ ኣካንዲ ኩት ታሚታኩሁ ወኪት ዲቲል አንቲ ሓሰርሰራኩልክ አንቲ ፊሪርዳኩሁ ምህሮ ኩተልፎንልድ መሀርሲ
User Experience
Our experienced instructors provides a quality courses at a reasonable price They have email or phone support too.
Our Top Courses
-
30% OFFምሉእ ናይ ኮምፕዩተር ትምህርቲ ንጀመርቲ
-
25% OFFHTML ምሉእ ኮርስ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ
-
25% OFFስልጠና ምቅንባር ቪድዮ ኣብ ፕሮሾው ንጀመርቲ
-
ምዝርጋሕ - ምጽዓን ቪድዮታትን ኮርሳትን - ኣብ መፍትሕ
-
25% OFFመባእታዊ ትምህርቲ ቪዲዮ ኤዲቲን ፕሪመርፕሮ
-
25% OFFምቅንባር ስእሊ ኣብ ካንቫ - ግራፊክ ዲዛይነር - Canva
-
10% OFFማስተር ዩትዩበር ኩን - ምሉእ ናይ ዩትዩብ ኮርስ
-
15% OFFምሉእ ኮርስ ፓይቶን ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ!
-
15% OFFመባእታዊ ኮርስ ኣዶበ ፎቶሾፕ
-
20% OFFማይክሮሶፍት ኤክሰል ብዕምቆት ንጀመርቲ
Transform your life through education
Education is the number #1 method to transform your life. Learners are always develop their skills and solve others problems then in returns they enriching their lives.


ብትምህርቲ ህይወትካ ቀይር
ትምህርቲ እቲ እንኮ ቀዳማይ መንገዲ መቐይሮ ህይወት'ዩ። ተማሃሮ ኩሉ ግዜ ብቕዓቶምን ክእለቶምን ተጠቂሞም ሽግራት ይፈትሑ፡ ኣብ መወዳእታ ከኣ ህይወቶም ናብ ዝሓሸ ይቕይሩ፡
Become an instructor
Instructors from around the world will come and teach many students on Mefth. We provide the easy to use platform to teach what you love.


ምሳና መሃር
መምሃራን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብመገዲ ኦንላይን ኣብ Mefth ይምህሩ ኣለው። ንሕና እቲ ኩሉ ንመምሃራን ዝኸውን መስርሕ ኣዳሊና ኣለና፡ ዝተርፈካ ነዛ ኮርስ እዚኣ (ጠውቕ) ወሲድካ ባዕልኻ ናትካ ኮርስ ኣዳሊኻ ምሻጥ ጥራይ'ዩ።
Learn from your comfort
You can learn from everywhere of the world in anytime and for your preferred course online. Our experienced Instructors will teach and guide you, so you can transform your life on Mefth online courses.


ምሳና ተማሃር
ምኩራን ሰብ ሞያ መምሃራን ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብመገዲ ኦንላይን ኣብ Mefth ይምህሩ ኣለው፡ ንስኻ ከኣ ካብዚ ዝተፈላለየ ኮርሳትና እቲ ነዓኻ ዘድልየካ ወሲድካ ሎሚ ሞያኻ ኣማዕብል፡ ሓንሳብ እቲ ኮርስ ምስ ወሰድካዮ ንዘላኣለም ናትካ'ዩ ኣብ ደስ ዝበለካ ቦታን ግዜን ትመሃረሉ፡ ብኸምዚ ከኣ ህይወትካ ክትቕይር ትኽእል ኢኻ።
Recommended for you
Get Lifetime Access with Certificate
- Lifetime Access
- Learn on different devices
- Learn wherever, whenever suits you.
- Get the course Exam
- Certificate upon completion
How it works?
- Choose a course
- Sign up or Sign in
- Get the course
- Enjoy learning 😀 :)
FAQs from Customers
To clarify, any credit card you have provide us in our checkout page, your information will validated, handled, and processed by Stripe only.
ናይ ሕቶኻ መልሲ ኣብዚ ኣይረኸብካዮን፧ በጃኻ ኣብዚኣ ጠዊቕካ ርኸበና።
ስለምንታይ ኣብዚ ምምሃር ትመርጽ?
- ትምህርቲ ኣብ ዝመረጽካዮ ቦታን ግዜን ምዃኑ
- ዝገዛእካዮ ኮርስ ኣብ 4 ወርሒ ዶ 6 ወርሒ ተዓጽዩ ዝበሃል የለን ኩሉ ግዜ ነዓኻ ኩፉት'ዩ።
- ምስ ብዝሒ መማሃራን ብሉጽነት ኮርስ ትረክብ፡
- ዋጋ ኮርሳት ዝሓሰረን ሓደ ሓደ ግዜ ከኣ ብነጻን ትረክብ፡
- እንተደሊኻ ኣብ ኮምፕዩተርካ እንተደሊኻ ኣብ ሞባይልካ ክትመሃር ትኽእል ኢኻ፡
- እቲ ኮርስ ምስ ወዳእኻዮ ፈተና ትወስድ፡
- እቲ ኮርስ ከም ዝወዳእኻ ዝሕብር Certificate ክወሃበካ'ዩ።
- Enjoy learning online 😀 :)
A team of talented and passionate people who are committed to providing the best possible products and services.

Kifle Tesfay
Founder
I am a full-stack web developer with having more than 5 years of experience working with HTML, CSS, JS, AJAX, JSON, PHP, and SQL. I am knowledgeable in all facets of web development, including front-end and back-end. I am a proactive learner who is always looking for new opportunities to increase the scope of my knowledge and skills.

Petros Mebrahtu
Video Editor
I am a video editor with over 6 years of experience working with Adobe products, specifically Adobe Premiere Pro. I am proficient in all aspects of video editing, from basic cuts and transitions to more complex effects and compositing. I have a strong work ethic, am creative and detail-oriented, and am constantly looking for new ways to advance my abilities.

Biniam Abdenur
Python developer
I am experienced Python developer with a passion for innovative and user-friendly applications. Skilled in Django, Flask, and various Python libraries. Proficient in InDesign and Autodesk Fusion 360 for design and 3D CAD. Constantly seeking opportunities to enhance knowledge and skills. Let's collaborate to bring your ideas to life.
Here's what our course participants had to say...

Mussa Abdelkadir
Learner
ሰላም ዝኸበርኩም ሰብ መርበብ Mefth.net
ንመርበብ ሓበሬታኹም ዘለኒ ኣድናቖት ንምግላጽ እየ ዝጽሕፍ ዘለኹ። ኣነ ናይ Mefth ተማሃራይ እየ፣ ኩሉ ግዜ ድማ ኣብ መርበብ ሓበሬታኹም ትምህርቲ ይቀስም።
መርበብ ሓበሬታኹም ኣዝዩ መሃርን ንኣጠቓቕማ ቀሊልን ኮይኑ ረኺበዮ ካልኣይ ከኣ ጽቡቅ ዘብሎ ነገር እንተ ሎ በቲ ንሕና ክንርድኦ እንኽእል ብቃንቃ ትግርኛ ብምኻኑ ብጣዕሚ ደስ ዘብል እዩ ፣ ካልእ ቃንቃታት ከም በዓል ትግረ ፣ ብሌን ውን ኣብዝመጽ መደብኩም በዚአን ቃንቃ ከኣ ትምህርቲ ሒዝኩም ክትመጹ ይትስፎው።
ሓደ ካብቲ ኣብ መርበብ ሓበሬታኻ ኣዝየ ዘድንቖ ነገር እንተሃልዩ ፡ እቲ ትሕዝቶ ብጽቡቕ ዝተጻሕፈን ዝተወደበን ኮይኑ፣ ናኣብነት እቲ ኣነ ዝወስዶ ዘለኹ Course ድማ ኣበይ ከም ዝበጻሕኩ & እንታይ ከም ዝራእኩ ኩሉ ዘድልየኒ ሓበሬታ ብቐሊሉ ንምርካብ ይገብሮ። ሓደ ካብቲ ደስ ዝብለኒናይ ዛ Website እዩ።
መርበብ ሓበሬታኹም ብቐጻሊ ብሓድሽ ትሕዝቶታት ክመጸና ብ ምህላዉ እውን ኣዝየ እየ ዘድንቖ። እዚ ማለት ኩሉ ግዜ ሓደስቲን መሳጥን ክመሃረሎም ዝኽእል መንገዲ ነገራት ብምርካበይ ኣዚየ ሕጉስ እየ። መርበብ ሓበሬታኹምን ንኸማይ ዝኣመሰሉ ተማሃሮ ዝህቦ ክቡር ጸጋን ኣዝየ እየ ዘመስግን እዩ። ስለቲ እትገብሩልና ኩሉ ግዜኹምን ትምህርትኹምን ብጣዕሚ የቐንየልና!

Filmon Kbreab
Graphic Designer
ክሳብ መወዳእታ ወዲአያ ኣለኹ ሓጺርን ጽፋፍን መግለጺ ኔሩ ብቓንቃ ትግርኛ ምኻኑ ክኣ መሊሰ ፈትየዮ እቲ ብውልቂ ሓቲተካ ዘርኣኻኒ ፍሕሹው ኣቀባብላ ንስራሕካ ኣዝዩ ሓጋዚ እዩ'ሞ ቀጽሎ እናበልኩ ኣዝየ እየ ዘመስግን

Nahom Dawit
YouTuber
👋🏼 ሰላም ክፍለ ሓወይ ከምኡ'ውን ነዛ ጽሑፍ ተንብቡ ዘለኹም ኩልኹም ሰላምኩም ይብዛሕ። ብምቅጻል ኣነ ኣብ መፍትሕ "ናይ ዩትዩብ ማስተር ኩን" ዝብል ኮርስ'የ ወዲደ። እዚ ኮርስ ጠቃሚ ኮይኑ ስለ ዝረኸብክዎ፡ ✍🏾ኣብዚ ሳጹን ርእይቶ ገለ ክብል ደልየ፥ እዚ ኮርስ ብጣዕሚ ጠቃምን ሓጋዝን እዩ። ብፍላይ ነዞም ከምዚ ከማይ ድሩት ኣፍልጦ ዘለና ብጣዕሚ ክትሕግዘና እያ። እቲ ቪድዮታት ሓጸርትን ዘየሰልቹን ኮይኑ፣ ብተወሳኺ'ውን እቲ ቀንድን ኣድላዪን ዝበሃል ሓበሬታን ሕግታትን ቁምጥ ቁምጥ ኣቢሉ ብውሕሉል ኣገባብ ኣቀሚጥልና ኣቅሪብልናን ኣሎ። ብፍላይ ከኣ ማዕረ ማዕሪኡ ምስ ንኽተሎን ንፍትኖን ዝያዳ ኽርድኣናን ክንፈልጦን ኢና። ኣነ ቅድሚ ነዛ ኮርስ ምውሳደይ ኣብ ዩትዩብ ኣፍልጦ ኣለኒ ኢለ'የ ዝዛረብ ኔረ፡ ነዛ ኮርስ ምስ ወሰድክዋ ግን ፍልጠተይ ትሕቲ ዜሮ ከም ዝነበረ ተረዲኤ። ሃየ በሉ እዞም ኣብ ዩትዩብ ጀመርቲ ዘለኹም እዛ ኮርስ ከተገድሰኩም እያ። ክፍለ ሓውና ከኣ ፍልጠትካ የብዝሓዮ ነዓና ክሕሸና። ክብረት ይሃበልና🙏🏾

Miliyon Tesfa
Coding student
ብጣዕሚ ብሉጽ ስልጠና..............
ብዓሚኡ ኣብ ኢንተርነት ብትግርኛ ኮነ ብካልእ ቋንቋ ከምዚ ምቁሉሉን ብዘይ ማይ ዝኣትወልካ ስልጠና የለን ክትብል ዘክእለካ ዓይነት ኣገላልጻን ኣመሃህራን እዩ፡
ብተወሳኪ ውን ንዘለና ናይ ኮምፒውተር ፍልጠት ዝምጥንን ኣብ ግምት ዘእተወን ኮይኑ ረኪበዮ ካብ ክፋል ሓደ ክሳብ መፈጸምታ ድማ ብዝግባእ ክማሃሮን ከስተማቅሮን ኪኢለ...
የቐንየለና ንኩሉካትኩም ኣብዚ ስራሕ ዝተሳተፍኩም የሕዋት።

You're not enrolled in any of our courses, try to enroll in your favorite course here.

Get notified through your email Whenever we upload new course.